
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም::
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ መኪና ባትሪ 70 A.M ሲልድ | ቦልደን | ቁፅሪ | 1 | ||
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 15/5/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19/5/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 10:30 ይኸፈት ፡
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመጡኩም ምሃብ ትኽእሉ።
6. ዝነፈ ተወዳዳራይ ንኸቕርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል።
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዜ እቲ ምዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የግልግል :
ቢሮ ሓሱዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 034440-47-15 ምሕታት
እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል