https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19039
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርሳብርሳ
1Rasiator16400-64721ቑፅሪ01
2ናይቐድሚት ቤሪንግ90369-38011ቑፅሪ02
3ብሬክ ዲስክ ቅድሚት43512-12350ቑፅሪ02
4ሾክ ኣቭዘርቨር ቅድሚት RH48510-12790ቑፅሪ01
5ሾክ ኣብዘርቨር ቅድሚትዘ48520-12790ቑፅሪ01
6ሊንክ ኣሰይ48830-20010ቑፅሪ01
7ፓድ ኪት04491-12560ቑፅሪ01
8ለወር ኣርም ቡሽንግ48654-12070ቑፅሪ02

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

3. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ዕለት 13/5/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/5/2018 ዓ.ም

4. ፕሮፎርማ ዝርአየለ ብዕለት 18/5/2018 ሰዓት 4:30 ይኸፈት

5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል እዩ

6. እቲ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወን ኦርጅናልን ምዃኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸውን

7. እቲ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ ሞንጎ ሰዓራይን ትካልን ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

8. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን