https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19037
ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ድብድቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡

በዚ መሰረት ብዝርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

• ካብ ትልም ፋይናንስን ዝትሓዳሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን ከምአዉን ናይ ወረሒ ሕዳር ባት/ዲክለር ዝገበርኩምን/ቫት/NAT/ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን

• መለለዪ ቲን ቁፅሪ/ TIN NO /ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

• ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዛጋጃ ከ/ድብድቦ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 02 ዘይምለስ ብር 1500 /ሓደ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡

• ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ /ቢድቦንድ / ንሕድሕዶም ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ኤሌክትሮኒክስን ተሽከርከርትን 10000 ብር ሕትመት 5000 ብር ብጥረ

ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል ፡፡

• ጨረታ ኣሸናፊ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ውዕል ዝኣስር

• እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ መስራቤትና ኣታዊ ክገብር ዝክእል

• ናይ ጨረታ ሰናድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐለ ዕለት 13/05/2018 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዛጋጃ ከ/ድብድቦ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ውሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲ ምውሳድ ይከኣል ፡፡

• ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣርጂናል ምስ ኮፒ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ እትክእሉን ስርዝ ድልዝ ተቀባልነት የብሉን ፡፡

• ጨረታ ዝዕፀወለ ዕለት 27/05/2018 ዓ/ም ሰዓት11፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 28/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ እንትከውን ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይኸፈት ፡፡

• ተጫረቲ ኣብ ምክፋት ጨረታ እንተዘይተረኪቦም በቲ ዕለትን ሰዓትን ሕጋውነቱ ሓልዩ ይኸፈት ፡፡

• እዚ ዋጋ እዚ ን60 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ አንተረኪቡ

ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሊ ሕሉው እዩ ንተወሳኪ ሓበሪታ ስልኪ ቁፅሪ

0939235907/0924156252