https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19036
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑ/ፕሮ- 39

ቑፅሪ ዕክንም 001/3-2/01/1

ዕለት- 14/05/2018 ዓ/ም

ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ & ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብኩም ሰርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 14/05/18 ዓ.ም ክሳብ 18/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 19/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝከአል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልሱ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅር ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘዴዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋን ስፔስፍክሽን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሱአ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስወ እዩ፡፡

ንዝደለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካኣል

መምልኢ ዋጋ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Lap top Core i 7With attached specificationpcs01