https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19030
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዝራብዕ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 08:40 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ ፕሮፎርማ
ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ዝሃጠረ ዝራብዕ መሸጣ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየ
በዚ መሰረት ፦

1. ተወዳደርቲ እቲ ንመሸጣ ዝቀረበ ዝራዕብ ብኣካል ቀሪቦም ብምርኣይ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፓስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጥን ወይ ከዓ ንኽትመልኡ ዝዓደመኩም ዓሽግካ ምሃብ ይግባእ

2. ብውልቀ ይኹን ብጉጅለ ምጭራት ዝካኣል

3. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ ክልተ ማዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ጌሮም ክወስዱ ዝኸእሉ ::

4. እዚ ፕሮፎርማ 18/05/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ሰዓት ሰዓት 2:40 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት

5. ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እተዩ ።

6. እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ።

7. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 09147552323 ወይ ድማ 0914138905 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ተቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒመግዚኢ ዋጋመበረሂ
ብርሳ
1ዝራብዕቁፅሪ

1

➢ ንተወሳኺሓበሬታብቁ ስ 0914755232 ምሕታት ይከኣል