https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19023
ን2018 ዓም በጀት ዓምት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ ሰብዓ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይን ናይ ዝረገሐን መስመር ማይ ስራሕቲን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ማይ ስራሕቲ ሞያዊ ዝረገሐ መስመራት ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ናይ ሐርበኛታት ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝጋበ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ሒሳብ ዝገበርሉ መረደእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይ ናይ መስተ ማይ ዲስትሪክሽን ሲሰተም መዓደሊ ናቁጣ ዋተር ፖይንት ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ብናይ ማይ ፍቃድ ዘለዎም ትካለት እንትከዉን ነዚ ሰነድ መግዝኢ ድማ 300 ብምክፋል ካብ ወረዳ ሰብዓ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ይከኣል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ክመልእ በቢ ክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ሽም ኣድራሻ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

8 በተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላላ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንደቅ ይኣትዉ

9 ብተወሳኪ ድማ ዋና ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

10 እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብማርከር ዓይነት ዝተገዘ ሰነድ ክፃሐፈሉ ይግባእ እዚ ንዘይገብሩ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት ኣይህለዎን

11 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

12 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13/5/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝክአል ኮይኑ ዕለት 29/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

13 ዝሰዓረ ኣካል ዝፈለዩሉ ንዝትሓተ ጠቅላል ስራሕቲ ብናይ ደኣንት መምርሒ ተሰሪሑ ዝተሐተ ዋጋ ዘቅረበ ሰዓሪ ይከዉን

14 ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 1 ሚእታዊ ዉዕሊ ስፒኦ አስሪሑ የትሕዝ

15 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

እቲ ዝሰረሐሉ ቦታ ጣብያ ለምለም ቁሸት ልሓማ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342400403