https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18965
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 21, 2018 03:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 በዚ ዓዉዲ ዝምልክተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ዝኮንኩም

2 በቢሮ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻ ሃፊቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዩጰያ ንግዲ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000539035658 ኣታዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ካብ ቢሮና ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ተወዳደርቲ ናይ እዚ ዘበን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ /TIN/: ናይ መቅረበቲ ምዝገባ ሰርተፊኬት : ቫት ሰርተፊኬትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሪፖርትን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ምትሕሓዝ የድሊ

4 ተጫረቲ መምርሒ ጨረታ ብጥንቃቀ ተረዲኦም ክወዳደሩ አለዎም

5 መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝተጠቀሰ መጠን ገንዘብ ብሽም ቢሮና ዝተሰርሐ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፈቱ አትሒዞም ምቅራብ የድሊ

6 ቢሮና ናይቲ ጨረታ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 እቲ ጨረታ 21/5/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደልዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮና ክፍሊዕደጋ ይክፈት

8 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344 403663