https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1896
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጳጉሜን 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ምድብ 2 አቁሑት ፅሬት

ምድብ 3 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ

ምድብ 4 መለዋወጢ አቁሑት መኪና

ምድብ 5 አቁሑት ሕትመት

ምድብ 6 ዕጥቂ ስፖርት

ካብ ምድብ 1 ክሳብ ምድብ 6 በቢዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ምድብ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምከፋል ካብ 18 ነሓሰ ዓም ክሳብ 3 ጳጉሜን 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ 3 ጳጉሜን 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምረኣይ ይከኣል

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345510562 /0934201064 /0914786225 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል