https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18952
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብሴኤሌፍ በጀት ዝግዝኡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ : ፖሊተን ቲዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩብ :ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቀፎ : ዝተፈላለዩ ፈልሲ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብተወሳኪ ድማ ብናይ መደበኛ በገት ዝስርሕ ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ዝግበረሉ ጋራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክሰርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 5/5/2018 ዓም ክስብ 19/5/2018 ዓም ዘምልስ ብር 300 ብምክፋል ዝተዳለወ ጨረታ ሳንድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተምዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ወይ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ 3000 ብር ንሕርሻ መሳርሒ ናዉቲ 15000 ብር : ንፖሊቴን ትዩብ ማለት እዉን ፕላስቲክ ትዩብ 3000 ብር : ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ 20000 ብር : ፈልሳ ማለት እዉን ቀዋሚ ተክሊ ብር 100000 ብር : ናይ መኪና ፅገናን ስርቪስን ዝግበረሉ ጋራጅ 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ምካኑ

8 ሰዓራይ ዝኮነ ታጫራታይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ አለዎ

9 አብ ዝተገበረ ጨረታ መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

10 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ንሕርሻ መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ናይ ንፖሌቴን ትዩቭ ማለት እዉን ፕላስቲክ ቲዩቭ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 6:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

14 ናይ ፊልሲ ወይ ድማ ቀዋሚ ተክሊ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

15 ናይ መኪና ሰርቪስን ፅገናን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2018 ዓም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344210089 / 0344210276