https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18944
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጭንፈረስ ግድብ ገረብ ሰገን ትሪትመንት ፕላንት ወይ መዓረይ ማይ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ሐሸዋ procurement for chinferse and grebe segen treatement plant and wsso.004/2018 ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:800
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕዳግ ክፍሊ ቢሮ 2ይ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 2/5/2018 ዓም ክሳብ 16/5/2018 ዓም ዘይምለስ 800 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845