https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1894
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ሳኒተሪን ቡንባን አቁሑትን: አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ወይ ብሮድካስት ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑ :ኮምፒተርን ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም

1 ብዘይካ ናይ ጋርመንትን ካልኦት ዝተረፉ መሳርሕታት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ ይግባእ

2ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም

2 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 19/12/ 2008ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 4/13/2008ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር/ ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4 /13/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 4/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ምዃኑ ንገልፅ::

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል