https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18939
ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ብንግዲ ዘርፍኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም መረዳእታ

3 ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ዲክሊር ዝገበርክምሉ መረዳእታ

4 ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ካብቲ ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ ብር 100 እናከፈለኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ እትክእሉ

6 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 1/5/2018 ዓም ክሳብ 15/5/2018 ዓም ዝዕፀወሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ዝክፈተሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0341420117 0344416570 045825857 0914748486