https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18913
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 2, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮፎርማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ

ተ.ቁዓይነት ሕትመትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ጠቅላላ ዋጋ ብዘይ ቫትጠቅላላ ዋጋ ብዘይ ቫት
1HP Desktop computer8th generation,corei- 7,SSD 512(original), HDD 500,RAM 16GB,24 inch used monitorSet01
2HP Desktop computer8th generation, corei- 7,SSD 512(original), HDD 500,RAM 16GB,19 inch new monitorSet02
ድምር
ቫት
ጠቅላላ ድምር

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሕታት

1. ተጫረትቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት (TIN) ፣ ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም ምስክር ወረቀትን ቫት ተመዝጋባይነትን ሰርቲፊኬት ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2. ዝሰዓረ ተጫራቲ ሰዓራይነቱ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ከረክበና ዝኽእል፤

3. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/04/2018 ክሳብ 02/05/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 02/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ትካልና ይኸፈት።

4. ተጫረቲ ናይ ድርጅቶም ማህተምን ፊርማን ኣድራሻን ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብንፁር ብምግባር ብፖስታ ዓሽጎም ከቅርቡ ይግባእ፤

5. ትካልና ካብ ብር 20,000 ን ልዕሊኡን ናይ ንብረት ዕድጊትን ካብ ብር 10,000 ን ልዕሊኡን ናይ ግልጋሎት ዕድጊታት 3%(withholding tax) ትካልና ባዕሉ ከምዝእክብ ምፍላጥ የድሊ፤

6. ትካልና ብድሌቱ ክሳብ 20% መጠን እቲ ፕሮፎርማ ክቅንስ ወይ ክዉስኸ ይኽእል፤

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ። ኣድራሻና: - ኣብ ሮማናት ኣደባባይ ባንኪ ኣቢሲንያ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3 ደብሪ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንርከብ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0967-568418/0967-557103 ይደውሉ።