https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18903
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 08:20 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ በዚ መሰረት

➢ ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛ ጠቅላላ ኣብ 0.4 ሄ/ር መሬት ዝዓረፈ ቆሪፁ ዝወስድ ብውልቀ ይኹን ብጉጅለ ምጭራት ዝከኣል ምኻኑ

➢ እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ጠቅላላ ናይ ዘሸነፎ ዋጋ ጠቅላላ ክፍሊት ክኸፍል ዝኽእል

➢ ቅድሚ ዋጋ ምምልእ እቲ ኣብ 0.4 ሄ/ር መሬት ዝዓ ሸምባቆ ብኣካል ቀሪብካ ምርኣይ የድሊ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/05/2018 ዓ/ም /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡20 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኽፈት

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ሊቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ይከኣል

ተ.ቁዓይነት ዝጓዓዓዝ ንብረትመዐቀኒበዝሒጠቅላላ ዋጋ
ሸምባቆ0.4 ሄ/ርጠቅላላ