https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18888
አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ናይ 2018 ዓም በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ : ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕቲ ማይ ፍቃድ ዘለዎም

3 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያና ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዋና ዕድጋ ቢሮ ቁፅሪ 11 ካብ 23/4/2018 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ይከኣል

4 መከበሪ ጨረታ 500000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንሪ ወይ ዉሕስና ምስ ቴክነካል ሰነድ ጨረታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/5/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክነካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ቅዳሕ ቴክነካልን ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ መክፈተን መዕፀዉን ዕለት ኣብ ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ 0952270027 / 0920326084 ስልኪ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል