https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18885
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትና ብናይ መደበና በጀት ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፈርንቸር/ ናይ ብሮ ኣቅሕት ክገዝእ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ግልፅ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትና ብናይ መደበና በጀት ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፈርንቸር/ ናይ ብሮ ኣቅሕት ክገዝእ ስለ ዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቁሕታተ እታማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዘተዓሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ንክተቕርቡ ንዕድም።

1. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 3/05/ 2018 ዓ/ም ይኸውን።

2. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/05/2018 ዓ/ም ስዓት 3:30 ኾይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ዕለት 4/05/2018 ዓ.ም ስዓት 4:00 ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ይኸውን።

3. ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ በቲ ዘርፍ ዝተመዝገበ፣መለለዪ /ቲንናምበር/ ዘለዎ መቕረባይነት ዘሐደሰ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይሕዳር ወርሒ ዲክላረሽን ዘግበረ።

4. ጨረታ መኽበሪ ብር 20,000 /ዕስራ ሽሕ ብር ብሲፒኦ ከድሕዝ ዝኸኣል ።

5. ስዓራይ10% ውዕሊመኽበሪ ከትሕዝ ዝኽእል'።

6. አቲ ስዓራይ ኣብ ውሽጢ 3‛ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእልን ንብረት ዝርክብሉማዕልቲ እንታሕልፉ ብመምርሒ መሰረት ዝቅፃዕ ምኹኑ።

7. ንብረት ኣታዊ ዝኸውን ብባዓል ሞያ ምሰተረጋገፀ እንትኸውን ክፍሊት ዝፈፀም ንብረት ኣብ ሞዴል ኣታዊ ምሰኮነ ይኸውን

8. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራንሰፖርት ንብረት ናብ ቤትፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ወ/ራ/ዓዘቦ ከቅርብዝኸኣል።

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ' ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914110946 /ቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኢልካ ምሕታት ይክኣል።