https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18874
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 11:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቁፅሪ-31

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ወልፊት ሙቀት መከላከሊቁፅሪ01
2ናይ በሪ ሪሞት ኮንትሮልቁፅሪ01
3ኮምፎርትሴት01


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ  ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ