https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18870
ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሽንን ተሸከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክከረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር :ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝጋባይ ምካኑ ዝገልፅ መረዳእታ : ተካራይን መካራን ምኮኑ ዝገልፅን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሉ መረደእታት ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ መግዘኢ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን መፂኦም ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰዓት ስራሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ፖስታ 14 ምለኣክ ይከኣል

5 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 5 ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራየ ዝኮነ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 እቲ ጨረታ 8/5/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት አቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዜ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342404632 / 0914734474 /0914765723