https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18849
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዕለት 20/04/2018 ዓ/ም

ቑፅሪ ት/ፋ/12 ፕ-ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 08/2018 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳሬክቶሬት ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ Calm በጀት ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2017/18 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡

4. ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 3% withholding tux ክኸፍል ዝኽእል፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 23/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ዝተወከለ ኮሚቴ ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።


ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ኣቃፊ በዓል ብረትኬንት ኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ200
2ፕሪንተር ቀለም26 A ኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ20
3ፕሪንተር ቀለም59 A ኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ20
4ድቫይደርBest ኦርጂናል 1ይ ደረጃብቁፅሪ05