
ቑፅሪ 00049/ፕሮ-05/18
ዕለት-20/04/2018
ፕሮፎርማ ምክታ ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ
ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና ቲዮታ 166 ሞዲል በዝሒ 01 ናይ መኪና ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ፡-
❖ በዚይ ዘርፍ 2018ዓ.ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ።
❖ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅሪ ዘለዎ።
❖ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ።
❖ ናይ ተዋዳዳራይ ማህተም ፌርማን ዕለትን ዘይተማለእ ፕርፎርማ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ኣቐድምና ንገልፅ።
❖ ተጫራቲ ዝሰዓረ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዕገና ክህብ ዝክእል
❖ እዚ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ቴ/ኣርኣያ ዘሪሁን መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ።
❖ ተጫረቲ መወዳዳሪ ሰነድኹም ካብ ዕለት 20/04/2018 ዓ ም ክሳብ ዕለት 23/04/2018ዓ/ም ናብ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ቀሪብኩም ክትወስዱ ትኸእሉ።
❖ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2018 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን።
❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት23/04/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን "
❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ዝሕሰብ ይኸውን
❖ ተጫራቲ ሰዓራይ ኣብ እዋን ዕገና ዝገጥሞ መለዋወጢ ኣቁሑት ትክከለኛነቱ ሓላፍነት ወሲዱ የረጋግፅ::
❖ እዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ክሳብ ሰነ 30/2018በቲ ዘሸነፎ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል፡፡
❖ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና 0344419498