https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18836
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 19, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤


ተ.ቑዝርዝሮ ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
HZJ79
1ኤሲ ቤሌት99332-11260ቁፅሪ1
2ፋን ቤልት90916-02452ቁፅሪ1
3ኤር ክሊነር17801-61030ቁፅሪ1
4ዋይፐር ብሌድ የማን85212-60171ቁፅሪ1
5ዋይፐር ብሌድ ፀጋም85222-60210ቁፅሪ1
6አይል ፊልተር90915-30002ቁፅሪ1
7ፓድ ከት04465-yzzf6ሴት1
804495-60070ሴት1
9ዘይቲ ሞተርበዓል ተሰሪጋሎን3

እንክተሎም መምርሒ::

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይነት እንተስዕሩ ኣብ ውሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ፡፡

5. እዚ ዕድጊት ዕለት 15-17/4/2018 ክሳብ ሰዓት 9፡30 ብተመሳሳሊ ዕለት 17/04/2018 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

7. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር

ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል :

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕለ የገልንል ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ