https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18832
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ _ ፃዕዳ እምባ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5500
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ቁፅሪ§ትቀ/ዕ/ም/ን/ወ/ፃ/እ

ዕለት 16 /04/ 2018 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ _ ፃዕዳ እምባ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

• ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድ ከቅርብ ዝክእል ፣

• ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናከፈለ ካብ 20 /04/ 2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/05/ 2018ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::

• ጨረታ መክበሪ ናይ እንስሳት መድሓኒት 5,500 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል::

• እዚ ጨረታ ዕለት 05/05/ 2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4: 30 ተዓፅዩ ት/ሰዓት 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

• ቤት ፅሕፈትና ዝሐሽ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

0914618815

0945103045

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0923301233 ምሕታት ይከኣ