https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18826
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ 70 ሽሕ ሓባ ጨረታ 90 ሽሕ ኪሎግራም ፒፒክሪን ዝተበላሸዉ ከረጢት 6500 ኪሎግራም ሪሳይክል ማተሪያል 26010 ኪሎግራም ፒፒፀሊም ቀለም 1000 ኪሎግራም ካልሺየም ካርቦኔት ንደንበኛታቱ ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ሰነድ ጨረታ ከቅርቡ አለዎም

2 ተጫረቲ ናይ ፕላስቲክን ፕላስቲክ ዉፅኢት ፋብሪካ ዘለዎም ኮይኖም ምስ ሰነ ከባቢዊ ብክለት ተታሓሒዙ ፕሮሰሰ ገይሮም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ምካኖም ክፈልጡ አለዎም

3 ጨረታ ቅድሚ ምካፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚእታዊ ናይቲ ዘትሕዝዎ ሐፈሻዊ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ክዓ ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ አለዎም

4 ምስ እዚ ተወሳኪ እዉን ሰዓራይነቱ ምስተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ናይ ስራሕ ዉሕስና የትሕዝ

5 ንጨረታ ዘትሕዞ 2 ሚእታዊ ይልቀቀሉ

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ፕሮፎርማ ወይ እዉን ናይ ዋጋ መቅረቢ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክስብ 8/5/2018 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ናብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከቅርቡ አለዎም

7 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይቲ ስክራብ ኩነታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሪ ክሳብ 8/5/2018 ዓም ብኣካል ብምቅራብ እስክራፕ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቃ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓፁር ዉሽጢ መፂኦም ክሪኡ ይክእሉ እዩም

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ክፍሊ ቁፅሪ 315 ምዉሳድ ትክእሉ

10 ሰንዱቅ ጨረታ 8/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም

11 ጨረታ ሰዓራይ ብፅሑፍ ምስኣፍለጠን አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ገንዘብ ኣታዊ ይገብር

12 ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ እንተናአሰ ኣብ 20 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል አለዎ

13 ኣብ ዝተጠቀሱ መዓልቲታት ከልዕል እንተዘይኪሉ ናይ እስክራፕ ዉሕስና ናብ ትካል ሒሳብ ኣታዊ ከምዝከወን እዉን ክንገልፅ ንፈቱ

14 ብተወሳኪ ድማ ናይቲ ንጨረታ መሻጣ ዝወፀ ንበረት መጠን ከዉስክ ወይ እዉን ክንኪ ከምዝክእል ተጫረቲ ክፈልጡ አለዎም

15 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409272