https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18825
ቢሮ መሬትን መዓድንን ክልል ትግራይ ንቢሮናን ናይ ካልም ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት 5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1ናይ 2018 ዓም በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ እትክእሉን

4 ናይ 2018 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉን

5 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይዚ ዓመት ግበሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈልክምዎ ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

6 መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን አድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ክተቅርቡ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አብ ከምፕሊክስ ህንፃ ኣብ ቢሮ መሬትን መዓድንን ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ ክፍሊ 229 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 15/4/2018 ዓም ኣብ ስራሕ እናመፃእኩም ሰነድ ክተወስዱ ትክእሉ

8 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት 5000 ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዕለት ክሳብ 29/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ መሬት ማዕድንን ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ ክፍሊ 229 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካብም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

10 ጨረታ ሰዓርቲ ምኮንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት መከብሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ዉዕሊ ምስ ኣሰርኩም እቲ ንብረት

12 ዉዕሊ ምስ ኣሰርኩም እቲ ንብረትዉሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

13 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342405423