https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18810
ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ ጨረታ መምልኢ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

1. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 200.00 ብር

2. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ እዋን ካብ 15/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2018 ዓ/ም

3. ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 22/04/2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:00

4. ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ዕለት 22/04/2018ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:30

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ 10,000.00 ብር ዝምለስ በጥረ ገንዘብ፣ብሲፒኦ፣ወይ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

6. ተጫረቲ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሊእኹም ሙሉእ ኣድራሻ ብምግባር ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ክኣቱ ኣለዎ

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማ ተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ጨረታ ዝሰዓረ እቲ ሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝሰዓሮ ዋጋ መሰረት 10% ብምትሓዝ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ጠቕላላ ኽፍሊቱ ኸፊሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲታት ከልዕል ኣለዎ::