https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18807
ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈላለዩ ማዕፆታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ግልፂ ምልክታ ጨረታ ምሻጥ ንብረት

ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈላለዩ ማዕፆታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሕታት

1. እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕለት 13/04/2018 ክሳብ 21/04/2018 ንተኸታታሊ ይፀንሕ

2. ሰነድ ጨረታ ናብ ቤት ፅሕፈትና እናመፃእኻ ዘይምለስ 100 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምውሳድን እቲ ንብረት ብኣካል ምርኣይ ይኸውን;;

3. ተረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5,000 ብ ባንኪ ዝተረ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ነዚ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱ ብምምፃእ የእትው

4. እዚ ምልክታ ጨረታ ዕለት 21/04/2018 ሲፒኦ ምስ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ኣብ ትካልና 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ህንፃና ይሓ ሲቲ ሰንተር 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኸፈት፤ይኹን እምበር ተረትቲ ኣብ ከይዲ ምኽፋት ተዘይተረኺቦም ነቲ ኸይዲ ኣየተዓናቅፎን

5. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ውሽጢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ናብ ትካልና ሕጋዊ ሒሳብ ቁፅሪ ኣታዊ ክገብር እንተዘይኽኢሉ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ትካልና ኻሊእ መማረፂ ይወስድ

6. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ምስ ንብረት ምልዓል ዝተተሓሓዙ ኹሎም ወፃኢታተ ብናይ ባዕሉ ሸፊኑ ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ንብረቱ ካብ

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ