https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18803
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ፕሮፎርማ ሕትመት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ራቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1(CRV)ቅብሊት ፓድፓድ50

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ( TIN Number)፣ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 13/04/2018 እስካብ 16/04/2018 ዓ/ም 8፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል፡፡

4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም ኣብ 15 ቐቤለ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡

5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን፡፡

Tel:

+251 914042187/914753503