https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18794
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ናይ መኪናን መቀያየሪ ኣቅሑትን ንሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 08:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡ ምኮኑ ሰነድ ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላራሰዩን ናይ ወርሒ ጥቅመቲ ዲክረ ዝገብረሉ ዘተሓሓዝ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ ሕርሻ ሽረ እነዳስላሴ ክትወስዱ ትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ዝቀርብ ዝርዝር ንብረት ኩሉ ደረጁ ዝሐለወ ኮይኑ ቀዳማይ ደረጃ ይከዉን

8 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 6/4/2017 ዓም ከሳብ 20/4/2018 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/4/2018 ዓም ሰዓት 8:20 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

10 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነተ እንተጎዲልዎ ብክፋል ወይ ብሙሉ ይስረዝ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344443173 / 0914782962