https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18759
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ቀረብ ኣቅሑት ሕክምና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ናይ 2018 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ቀረብ ኣቅሑት ሕክምና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝተመዝገብኩም

2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

እንክተሎም መምርሒ

➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሉ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።

➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 07—10/05/2018 ክሳብ ሰዓት 3፡30 ምሃብ ትክእሉ ፡

➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 10/05/2018 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 04፡00 ይክፈት።

➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ።

➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር ።

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ።

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል።

➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ፡፡

➢ ተጫረቲ ዋጋ ዝመልኡ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት መግለፂን መለክዕን በዝሕን ክከዉን ኣለዎ

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒሐደ ዋጋጠቅ/ዋጋ
1ኣልኮል ከለር ዘይብሉ96%ሊትሮ100
2ማስክ ናይ ሕክምናፖኬት50
3ግላቭፓውደር ፍሪፓኬት70