https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18752
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ዘለዎ ናይ ዝግልገሎም ንብረት ማለት ትቦ ብረት ማይን መገጣጠሚን ብተወሳኪ ድማ ናይ ትቦታት ቁፅፅርን ካልኦት ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ስለዚ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ተጫረቲ ዝይምለስ 200 ብምክፋል እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 6/4/2018 ዓም ኣብ ስራሕ መዓልቲታት ክስብ 24/4/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ክፍሊ ቁፅሪ 04 ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ ዕለት 24/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት

3 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምርካብም ከይዲ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0941336772 0925286761