https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18708
ትካልና ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማለት እስተሽነሪ ማተሪያልስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝስርሕ ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ አብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልተ ኮፒ ኦርጅናልን ኮፒን ቴክኒካል ክልተ ኮፒ ኦርጅናልን ኮፒን ጥሪ /1 /2026 ብኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790