
ዕለት 30/03/2018ዓ/ም
ምልክታ ከባቢያዊ ጨረታ ቑፅሪ 001/2018ዓ/ም ምልክታ ጨረታ
ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡
> ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/01/2018 ሃለቒ መሳርሒ ፅሕፈትኣቑሑትን ተዛመድትን፣
> ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/02/2018 ሃለቒ መሳርሒ ፅሬትንኣቑሑት ተዛመድትን፣
> ግልፂ ጨረታ ምድብ 001/02/2018 ሃለቒ መሳርሒ ሕትመት ተዛመድትን፣
1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም/ዎን/፣መለለይ ቑፅሪ ግብሪ ከፋሊ II ዘለዎ፣ተወሳኺ እሴት ታክስ V.A.ፐ ተመዝጋቢ ዝኾነን መረዳእታ ዘቕረቡን ክወዳደሩ ይኽእሉ፣
2. ርኸኽብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ይኸዉን፣
3. ኣብቲ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ በቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተገለፀ ናይ ምቕራብ ዝቐረቡ ኣቑሑት ብሰብ ሞያ ናይ ምርግጋፅ ሓላፍነት ዝወስድ ኣፈቲሹ ኣረጋጊፁ ዘቕርብ(ዘረክብ)፣
4. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብዕለት 30 /03/2018ዓ/ምክሳ ብዕለት 10 /04/2018 ንተኸታታሊ 10 መዓልቲ ኣብ ኣየር ይፀንሕ፣
5. ጨረታዝዕፀወሉ ዕለት 10 /04/2018 ዓ/ም ስዓት 3 30 ንጉሆ
6. ጨረታዝኸፈተሉ ዕለት 10/04/2018ዓ/ም ሰዓት 3 30ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00ንጉሆ ይክፈት
7. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ቑፅሪ 206 ዘይምለስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ /ብር ጥራሕ እንዳኸፈሉ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ይኽእሉ፣
8. ተወዳደርቲ መኽበሪ ጨረታንሕትመትን ፅሕፈትን ነንሕድሕዱ ብር=3,000.00(ሰለስተ ሽሕ ብር) ጥራሕ/ ጨረታ ብባንኪዝተረጋገፀ CPO፣ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቸክ፣ጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ፣
9. ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 1/04/2018ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/04/2018ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ስዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ክፍሊቁፅሪ 206 ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕኣታዊ ይግበር፣
10. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ንካልኦት ሰነዳት ብቛንቛ ትግርኛ ይኸዉን፣
11. ተወዳድርቲ ቤት ፅሕፈትና ንዝሓቶም መረዳእታት ዋና ቕዳሕን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣
12. ቤት ፅሕፈትና ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ኣይተም 20% ናይ ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ መሰል ኣለዎ፣
13. ኣብ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾኑ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ መዓልቲ ጀሚሩናይ ፅሕፈትን ፅሬትን ኣብ ዉሽጢ5 ተኸታታሊ መዓልቲ ናይ ሕትመት ከዓ ኣብ ውሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሞኪሮም ከረክቡ ዝኽእሉ፣
14. ተወዳደርቲ ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ መሰረት ብሕድ ሕድ ዘርፊ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቕ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፣
15. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝመሰሉ ሕልዊ እዪ፣
16. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344405093 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል