https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1870
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ትቦ ምስመገጣጠምኡ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1.ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2.ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 (ሳላሳ ቅርሺ) ጥራሕ ዝከፍል

3.ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለትጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/12/2008 ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል

4.ሰንዱቅ ጨረታ 25 ነሓሰ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ

7.ጨረታ መክበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8.መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽይጥ ምካና ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269