https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18686
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡- .ናይ ፅገና ናዉቲን Safty oadit and Refreshment ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ ስልጠና/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡-

  • ናይ ፅገና ናዉቲ
  • Safty oadit and Refreshment

ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊ _ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾን ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ ኣይፍቀድን

6. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ

7. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡

8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም - 02/04/2018 ዓ/ም ይኸውን::

9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 02/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር

11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

12. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኸ ወይ ምቕናስ ይከአል

13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ