https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18681
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን : ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት መረዳአታን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእለ

2 ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 29/3/2018 ዓም ክሳብ 13/4/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ ዕለት 14/4/2018 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914 618815 / 0945103045 / 0923301233