https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18675
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 08:35 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዕለት 29/03/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 07

ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 29/03/2018 ክሳብ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ
መኸዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን
ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1TP-Link AC 750433+300 Mbpsብቁፅሪ01
2Drum UnitHL-L5200 DWብቁፅሪ01

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875