
1ናይ 2018 ዓም ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናታሪ ፍቃድ ምስክር ወረቀት ዘለዎም
2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ መቅረባይነት ምዝጋበ ሰርተፊኬት ናይ ቫት ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ቫት ዲክራሸን ዘቅርብ
3 ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎ
4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 300000 ብር ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፍሊት መአዘዚ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ አለዎ
5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም
6 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 22/3/2018 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደደ መሰረተ ልማዓት ቢሮ ቁፅሪ 17 ብምምፃእ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዩም
7 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ሐደ ፕሮጀክት ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ቴክናካልን ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ድማ ፋይናንሻል ጨረታ ሰነድ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናተራይነት ፍቃድ ምስክር ወረቀት ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መቅረባይነት ምዝጋባ ሰርተፊኬት ናይ ቫት ምዝጋበ ምዝስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ቫት ዲክላሪሽን ናይ ቲን ምዝገባ ሰርተፊኬት ነንበይኑ ብምዕሻግ መሊስካ ኣብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ዝባኑ ኦርጅናልን ኮፒን ስምን አድራሻን ተፃሒፉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 7/4/2018 ዓም ሳዓት 1:00 ናይ ንጎሆ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ
8 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርብ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ሓቲሞም ቅደም ሰዓብ ሓሊዎም እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከየጎደሉ ከቅርቡ አለዎም
9 ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ዕለት 7/4/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 7/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቁፅሪ 17 ጨረታ ይክፈት
10 እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943080138