https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18650
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ሳ-ፃ-እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

• ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ወይ ድማ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድን ቫት ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::

• ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::

• ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናከፈለ ካብ 29 /03/ 2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/4/ 2018ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::

• ጨረታ መክበሪ 15,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

• እዚ ጨረታ ዕለት 14/03/ 2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 4: 30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

• ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0914618815

0945103045

0923301233 ምሕታት ይከኣል