
ቁፅሪ 1603/226/18
ዕለት 25/03/18
ምልኸታ ፕሮፎርማ/ RFQ25
ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| Hyundai creta Grand 7-seater Chassi-No 816BRM87707 | ||||||
| 1 | ኦይል ፊሊተር | 815BPM 877707 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 2 | ቅድሚት በሪ ገዝ የማን ምስ ዲናሞ | ቁፅሪ | 1 | |||
እንክተሎም መምርሒ-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 25/3 2018 ዓ/ም - ዕለት 29/3/2018 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት10፡00 ተዓፅዩ ዕለት 30/3/2018 ሰዓት 3:30 ይኽፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመዘኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7 ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ገተ ማዓልቲ እዩ ፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽ ከም ዉዕለ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት