https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18634
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ በዚ መሰረት

➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቑፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቅርብ

➢ ሊብረ ናይ መኪናን መዘወሪ ፍቃድን ዘለዎ "

➢ ናይ ቕብልት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

➢ ብ ናይ ባዕሉ ሸቃሎን ካልእ ኩሉ ናይመኪንኡ ወፃኢታት ኪኢሉ ናብ ቓላሚኖ ዘጋዓዕዝ ፡፡

➢ ቕድሚ ዋጋ ምምላእ እቲ ዱርቓ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ብኣካል ቀሪበካ ምርኣይ የድሊ ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8;30 ተዓፅ ሰዓት 9:00 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኸፈት ፡፡

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብ ብኽፋል ይኹን ብምልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

➢ ን ተወሳኺ ሓበረታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ስ.ቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ከኣል ፡፡

ተቁዓይነት ዝጋዓዓዝ ንብረትመዐቀኒበዝሒ ጠቐላላ ዋጋ
1ዱርቓኩምሪ23