
ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ G+10 3ይ ወለል ህንፃ ናይ ፊኒሽን ማተርያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ስለዝኾነ ፡
● ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
● VAT ተመዝጋቢ ዝኾነ
● ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
● ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
● አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
● እቲ ጨረታ ካብ ህዳር 24/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ህዳር 30/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
● እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ህዳር 30/3/2018 ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ/0914729028
መተሐሳሰቢ
ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።