https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18624
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ዋንነተን ናይቲ ቤት ፅሕፈት ዝኾና ሞተር ሳይክላት ፅገና ንምክያድ ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 17/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ዋንነተን ናይቲ ቤት ፅሕፈት ዝኾና ሞተር ሳይክላት ውዕሊ ብምእሳር ፅገና ንምዕጋን ብደ. ቁ 22775ቐ/መ/ማይ ብዕለት 21/02/2018 ዓ.ም ፅገና ሞተር ሳይክላት ንምክያድብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ። ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:

- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ:

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር። ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 25/03/2018 /ም

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

➢ ካብ ከዚ ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/10/2018ዓ/ምውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን ዝኽእል

ኣድራሻ

ቤት መአዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል