
ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ጉሎ መከዳ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
በዚ መሰረትቀፂሎም ዝቀረቡ ረቋሕ ታት እተማልዑ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም
1 ናይ ተጫረቲ ስም ፊርማ ማሕተም ኣብቲ ጨረታ ክቅመጥ ኣለዎ
2. ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን መለዋወጢ መኪናን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ወይድማ ቲን ናምበር ዘለዎ
4 ካብሎት ሐደ ክሳብ ሎት ሰለሰተ ዝርከቡ ኣቅሑት ዝርዝር ንግዲ በቲ ዓዉደ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ
5 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብር 15000 ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ብር 10000 ከትሕዙ አለዎም
6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብር 200 እናከፈሉ ብምግዛእ ክሳብ ሕዳር 29/2018 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ካብ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
8 ዝወዳደሩ መቅረብቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተረጋገፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዐሊ ክኣስር ዝክእል
9 እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር አለዎ
10 ኣብ ዋጋ መምልእ ብዘይ ዝኮነ ስርዝ ድልዝ ብግልፂ ዝንበብ ብጥንቃቀ ክምላእ አለዎ
11 ስርዝ ድልዝ እንተድሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን
12 ዋጋ ምስተመለአ ዋናን ቅዳሕን ምስተመለአ ብሽሚ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽምን ኣድራሻን ክቢ ማህተምን ብምግባር ኣብ ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንበረት ምምሕዳርን ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 29/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ይክኣል
13 አብ ዋጋ መምሊኢ ናይ ሐደ ዋጋ ምስጠቅላላ ዋጋ ተራቢሑ ጌጋ እንተደሃልዎ ብናይ ሐደ ዋጋ ከምዝተመለአ ተገይሩ ይዉሰድ
14 ተመዝገብቲ ቫት ምካኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ከትሕዙ አለዎም
15 እቲ ዝምላእ ዋጋ ድማ ምስ ቫት ወይድማ ብዘይ ቫት ምካኑ ብግልፂ ክፃሐፈሉ አለዎ እነተዘይተፃሒፉ ምስ ቫት ከምዝተመለአ ይዉሰድ
16 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 29/3/2018 ዓም ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከዉን
17 እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፅንሐሉ 30 መዓልቲ ይከዉን
18 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344340126/ 0937037779/ 0912941069