https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18608
አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ናይ ዲኮር አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ 225 /ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 

ዕለት 22/03/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ናይ ዲኮር አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ንብርትዝርዝር መግለፂ/መዓቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
1ሌዘር ምንፃፍ ምሰ መስሪሒኡሴትሴት01
2ኮንፈርት ኦርጅናልሴትሴት01
3ዳሽ ቦርድ ቅብአትቁፅሪቁፅሪ05
4ተነፋሒ ሽቶቁፅሪቁፅሪ05

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017ን2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ አለዎ።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ትኽእሉ

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/03/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/03/2017 ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

6. እዚፕሮፎርማ ዕለት 24/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 11:30 ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይኽፈት።

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።

8. አድራሻና አብ ጎኒእንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ

9. ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹንብሙሉእ ናይ ምስራዝመሰሉ ሕልውእዩ።

10. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያን መፅዓኒን መራገፍን ናብ ቤት መዛጋጃ ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።