
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ሻት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ። 5.እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡
7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 20/03/2018 ክሳብ 23/03/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ።
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Brake Wheel Cylinder LH & RH | Bishoftu | Pcs | 2 | Model DD1022 | ||
| 2 | Hub Bearing | Bishoftu | Pcs | 16 | Model DD1022 | ||
| 3 | Hub Seal | Bishoftu | Pcs | 8 | Model DD1022 | ||
| 4 | Proporal Shaft Center Bearing | Bishoftu | Pcs | 2 | Model DD1022 | ||
| 5 | Turbo Charger | 17210-30120 | Pcs | 1 | KUN-25 | ||
| 6 | Cylinder wheel Assy LH &RH | 47550-60120 | Pcs | 2 | Model 105 | ||
| 7 | Spring Tention | 90506-18031 | Pcs | 2 | Model | ||
| 8 | Strut LH & RH | 47062-60020 | Pcs | 2 | Model | ||
| 9 | Front Caliper RH | 47730-60090 | Pcs | 1 | Model 105 | ||
| 10 | Front Caliper LH | 47750-60090 | Pcs | 1 | Model 105 | ||
| 11 | Fan Moter Assy | 16361-17030 | Pes | 1 | Model 105 | ||
| 12 | Oil Filter | 90915-YZZE1 | Pcs | 4 |