https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18592
ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈትን ናይ ፅሬትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልፂ ምልክታ ጨረታ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈትን ናይ ፅሬትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቛሒታት ከማልኡ ኣለዎም።

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ሰራሕ ፍቓድን፤

2. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወርቐት፤

3. ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርትፍኬት (Tin No)፤

4. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ሻት ዲክለሬሽን ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

5. ናይ ጨረታ መከበሪ ካብ ዝተፈለጠ ናይ ውሕስና ትካል ወይ ድማ ካብ ባንኪ ብዝተወሃበ ዝተረጋገፀ መኽበሪ ጨረታ CPO ብር

5.1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15,000(ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ) ከቅርቡ ኣለዎም

5.2 ናይ ፅሬት መሳርሒ 5,000(ሓሙሽተ ሽሕ) ከቅርቡ ኣለዎም

6. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ዓይነት ንብረት ጨረታ ካብ ዝሰዓርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10/ዓሰርተ/ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፤

7. ተጫረቲ ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብር 300 /ሰለስተ ሚእቲ/ ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 19/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ምውሳድ ይኽእሉ እዮም

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጅናል ፣ ሓደ ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ መኸበሪን፤ ዝተሓደሰ ንግዲ ሰራሕ ፍቃድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፍኬት/TIN/፤ ናይ ሻት ምዝገባ ምስክር ወረቀት (VAT) ሰርትፍኬት፤ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለሬሽን ሪፖርት ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካሊእ ዓብዪ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ንብረት ሽም ኣብ ልዕሊ'ቲ ዓብዪ ፖስታ ብዝረአ ቐለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክሳብ ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቐትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ኣለዎም።

9. ተጫረቲ ብቕዳሕ/ኮፒ/ ከቕርብዎ ዝግባእ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ሓዊሱ ካብ ቑፅሪ 11 21 3፤4ን 5ን ዝተገለፁ ዶክሞንትታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተ ፖስታታት በበይኑ ዓሺጎም ከቕርቡ ይግባእ።

10. ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐረቡ ቕጥዕታት ብትኽክል መሊኦም፣ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ዶኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጓደሉ፣ብትኽክል ክመልኡ ይግባእ፡፡ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ፊርማን ማህተምን ዘይዓረፎን ብትኽክል ዘይተመልአን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዩ፡፡

11. ሰዓራይ መከበሪ ውዕሊ ናይ ዝሰዓርሉ ዋጋ 10% ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብሲፒኦ (CPO) ከቅርብ ዝክእል

12. እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 30/03/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት4:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን እቲ ጨረታ ይክፈት።

13. እቲ ቤት ፅሕፈት /ከይዲ ሰራሕ/ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

14. ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቤት ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣካል ብምቕራብ ወይ ድማ ብቑፅሪ ስልኪ 09 14 02 66 11 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ።

//ምስ ሰላምታ//

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ

1. ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኮምፒተር ወረቀት 80ግራም A4 ISO certified1ይ ደረጃደሰጣ300
2ሰመያዊ ስክርቢቶ ዘይቆራረፅ1ይ ደረጃብፓኬት30
3ከለር ወረቐት1ይ ደረጃዴስጣ5
4እስቴፕሊስ ሽቦ ዓብዪ1ይ ደረጃብፓኬት5
5እስቴፕሊስ ሽቦ ንእሽተይ1ይ ደረጃብፓኬት5
6ፖስታ ንእሽተይ1ይ ደረጃቁፅሪ47
7ፖስታ ማእከላይ1ይ ደረጃቁፅሪ50
8ፖስታ ዓብይ1ይ ደረጃቁፅሪ
9ኣቃፊ በዓል ብረት1ይ ደረጃቁፅሪ150
10ማስታዋሻ ማእከላይ1ይ ደረጃቁፅሪ50
11ዓብዪ ቃለ ጉብኤ 30*401ይ ደረጃቁፅሪ6
12ማእከላይ ቃለ ጉብኤ 25*351ይ ደረጃቁፅሪ10
13ኮላ በዓል ሓደ ኪሎ1ይ ደረጃቁፅሪ15
14ፕሮተኮል መዝገብ ዓብዪ 30*401ይደረጃቁፅሪ10
15ካርቦን 8000£1ይደረጃዴስጣ60
16እስቴፕለር ዓብዪ1ይደረጃቁፅሪ10
17እስቴፕለር ንእሽተይ1ይደረጃቁፅሪ
18ክላሰር 250ግራም1ይደረጃደሰጣ50
19ዓብዪ መብሽዒ1ይደረጃቁፅሪ6
20ማእከላይ መብሽዒ1ይደረጃቁፅሪ10
21ማህተም መርገጫ1ይ ደረጃቁፅሪ6
22ሪሞቬር መንቀሊ እስፕል1ይደረጃቁፅሪ10
23ፕላስተር ዓብዪ ሻራ1ይደረጃጥቅላል5
24ፕሪንተር ቀለም 80ል1ይ ደረጃቁፅሪ30
25ፕሪንተር ቀለም TK11601ይ RX40610
26ፕሪንተር ቀለም IK31601ይ ደረጃ40615
22ፕሪንተር ቀለም 26A1ይ ደረጃቁፅሪ5
28ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለም GPR18IONER1ይ ደረጃቁፅሪ5
29ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለም C/ExV42 TONER1ይ ደረጃቁፅሪ5
30ፕሪንተር ቀለም 15141ይ ደረጃቁፅሪ5
31ቀለም ናይ ማህተም1ይ ደረጃቁፅሪ7
32ፕሪንተር ቀለም 53ል1ይ ደረጃቁፅሪ2

2. ናይ ፅሬት መሳሪሒ

ተ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1እስኮፓ መወልወሊ ፈትሊ ፉሕስ1ይደረጃቁፅሪ20
2ኣስኮፓ መኮስተር ናይ ወፃኢ1ይ ደረጃቁፅሪ10
3ኦሞ ባዓል 200 ግራም1ይ ደረጃግራም200
4ፍኒት1ይ ደረጃቁፅሪ100
5መጉሓፍያ ምስ ብሩሽ /ፕላስቲክ ናይ ጓሓፍ/1ይ ደረጃ46612
6ፎጣ ኮምፒተር መወልወሊ 25*251ይ ደረጃቁፅሪ200
7ሶፍት ሜኤንኮ ጥቅላል1ይ ደረጃቁፅሪ100
8ሳሙና 250ግራም1ይ ደረጃቁፅሪ100
9ኣየር ፍረሽ1ይ ደረጃቁፅሪ50