
ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::ሰለዚ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ፥ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፥ ናይ ቆወምቲን ሃለቅት ኣቕሑ ፥ ናይ ኤሌክትሮንኪስ ኣቕሑት ዝኮኑ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነቲ ዝተቐመጠ ረቃሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ዝተቀመጠ ዕለት እናመፃእሉም ክትጫረቱ ከምትክእሉ ክንገልፅ ንፎቱ::
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል