https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1859
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ስፖርት ዕጥቂ :ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :መፅሓፍትን: ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን :አቁሑት ኤሌክትሪክ :ጀነሬተራትን :ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቀርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግበሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሰነ ዲክላሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ብምምላእ ካብ ዕለት 12/12/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

ንተወሰኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ምሕታት ይካእል