https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18585
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ በዚ መሰረት

➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቑፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቅርብ

➢ ሊብረ ናይ መኪናን መዘወሪ ፍቃድን ዘለዎ "

➢ ናይ ቕብልት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

➢ ብ ናይ ባዕሉ ሸቃሎን ካልእ ኩሉ ናይመኪንኡ ወፃኢታት ኪኢሉ ናብ ቓላሚኖ ዘጋዓዕዝ ፡፡

➢ ቕድሚ ዋጋ ምምላእ እቲ ዱርቓ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ብኣካል ቀሪበካ ምርኣይ የድሊ ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/03/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅ ሰዓት 9:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኸፈት ፡፡

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብ ብኽፋል ይኹን ብምልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

➢ ን ተወሳኺ ሓበረታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ስ.ቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ከኣል ፡፡

ተቁዓይነት ዝጋዓዓዝ ንብረትመዐቀኒን ጠቐላላ ኩመሪ ዋጋመብርሂ
1ዱርቓኩምሪዋጋ ዝምላእ ምስ ናይ ሸቃሎ ዝፅዕኑን ዘራግፉን ምኻኑ