https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18578
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/RFQ24

ናይ ሕዳር 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ'

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓዴስኩም'

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፡

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕደም

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1Battery of Dell laptop Computer model No LATITUDE E7250 EU6720mAhብሳምፕልቁዕሪ01
2Battery of Dell laptop model No E6220ብሳምፕልቁፅሪ01

እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 17/3/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 19/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ
ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ ዕለት 19/3/2018 ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕለ የገልግል።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት